We are pleased to announce the introduction of a state-of-the-art 4K camera laparoscopy! Choose 4K laparoscopic surgery for a smaller, safer and faster recovery!
ኣዝዩ ዘመናዊ 4K ካሜራዊ መጥባሕቲ መሳርሒ (laparoscopy) ብ ምእታው ካብ ዝነበረ ንላዕሊ ዝረቐቐ ኣገልግሎት እናሃብና ምዃንና እንትንገልፅ ብዓብዪ ተሓጓስ እዩ!4K ካሜራዊ መጥባሕቲ (laparoscopic surgery) ብምምራፅ ብንእሽተይ መጥባሕቲ፣ ውሑስን ቕልጡፉ ሕውየትን ዘለዎ መጥባሕቲ ይግበሩ!
